ሕታምን መራኽቦን

ሰበ ስልጣን ጥዕና ስዊስ ኣብዚ መርበብ ዝህብዎ ሓበሬታ ብዛዕባ ተላባዒ ሕማምን ከመይ ንነብስኻ ከም ትከላኸልን እዩ። ብተወሳኺ ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ከመይ ናይ ሕክምና ክንክን ይርክበ ሓበሬታ ኣሎ።

እዚ መርበብ ንስደተኛታታብ መቀበሊ ስደተኛታት ንዘለዉ ንምሕባር ኢዩ ተዳልዩ። እቲ ቀንዲ ዕላማ ነቶም ስደተኛታት ካብ ተላባዒ ሕማም ንምሕላውን ንሕብረተሰብ ድማ ምሕላውን እዩ።

 

ዘርጋሒ መርበብ፦

ናይ ህዝቢ ጥዕና ፈደራላዊ ቤት-ጽሕፈት (BAG)

ናይ ህዝቢ ጥዕና  ሓለቓ

ተመሓላላፊ ሕማም ክፋል

ሽዋርዘንበርግ መንገዲ 157

3003 በርን

 

ቅዳሕ: ጥሪ 2018