Diese Webseite nutzt Cookies, um Ihnen die bestmögliche Funktion bieten zu können.
Zu den Datenschutzbestimmungen

Akzeptieren
Medic-Help Asyl
  • እንታይ ትገብር ኣብ ግዜ ሕማም؟
    ምልክታት
    ሕማማት
    ጥዕና ምሕላው
    ሕክምናዊ ክንክን ኣብ ስዊዘርላንድ
    ንምርካብ ተቐባልነት ዝምልከት ሓበሬታ
    icon-sprache.png
    • English
    • Deutsch
    • Français
    • Italiano
    • Shqip (Albanisch)
    • Bamanakan (Bambara)
    • Fulani
    • Igbo
    • Hrvatski (Kroatisch)
    • Kurmancî
    • Lingala
    • Mandinŋo (Mandinka)
    • Português (Portugiesisch)
    • Română (Rumänisch)
    • Soomaali
    • Español
    • Kiswahili
    • Türkçe (Türkisch)
    • Twi
    • Wolof
    • العربية (al-Arabiya)
    • کوردی (Badini)
    • درى (Dari)
    • فارسى (Farsi)
    • پشتو (Paschtun)
    • پنجابی (Punjabi)
    • کوردیی ناوەڕاست (Sorani)
    • اردو (Urdu)
    • български (Bulgarisch)
    • Монгол (Mongolisch)
    • Українська (Ukrainisch)
    • русский (Russisch)
    • Հայերեն (Armenisch)
    • አማርኛ (Amharisch)
    • ትግርኛ (Tigrinnya)
    • ქართული (Georgian)
    • தமிழ் (Tamil)
    • བོད་སྐད (Tibetisch)
  • Für Betreuende:

  • ሕታምን መራኽቦን

    ቅዳሕ: ጥሪ 2018

  • ምልክታት
  • ምስዓል
  • ረስኒ
  • ረሃጽ ለይቲ
  • ዕንፍሩርን ሰሓን
  • ኩፉት ወይ ዘይተሸፈነ ቁስሊ
  • ውጽኣት
  • ተምላስ
  • ጸገም ምድቃስ፣ ጭንቀት፣ ቃንዛ
  • ካልእ ምልክታት
Beschwerden.png

ክንሕብረኩም ኢና ብዛዕባ ምልክታት ናይቲ ከቢድ ተላባዒ ሕማማት። ኣገዳሲ እዩ ቀልጢፍካ ክትከናኸኖ። ብ ኸምዚ መገዲ ጥዕናኻ/ኺ ክትሕሉ/ልዊ ትኽእል/ሊ፣ ከምኡ ድማ ን ካልኦት ከይመሓላለፍ ንሕሉ።

Icon_Medic_Help.png

ጸገም አንተ ፈጢሩልካ/ኪ ወይ ድማ ዘይተሰማማዕካ ናብ ኣገልግሎት ወሃብቲ ተወከስ።

Husten.png

ምስዓል ምልክት ናይ ዝተፈላለየ ሕማማት ክኾውን ይኽእል። ኣብ ዝበዝሐ ግዜ፣ ዛሕሊ እዩ። ሓንሳብ ሓንሳብ ምልክት ተላባዒ ሕማም ኢዩ።

Icon_Medic_Help.png

ቡዙሕ ግዜ እንድሕር ትስዕል ኮይንካ/ኪ ወይ ድማ ንነዊሕ ግዜ ምስዓል እንተሃልዩ ናብ ኣገልግሎት ወሃብቲ ተወከስ/ሲ።

ምስዓል ምልክት ናይ ዝተፈላለየ ሕማማት እዩ። ኣብ ልዕሊ ኩሉ ምልክት ናይዞም ዝስዕቡ ክኾውን ይኽእል ኢዩ፦

ዓባይ ሰዓል

ንፍዮ

Fieber.png

ሙቀት ኣካላት ሰውነት ልዕሊ ኑቡር ምስ ዝኾውን፣ ረስኒ ኢዩ ዝበሃል። ምልክት ተላባዒ ሕማም ክኾውን ይኽእል ኢዩ።

Icon_Medic_Help.png

ረስኒ ኣንድሕር ኣለካ/ኪ ናብ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ኪድ።

Icon_Medic_Help.png

ዉላድካ/ኪ ረስኒ እንድሕር ኣለዎ/ዋ፣ ቀልጢፍካ/ኪ ናብ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ተወከስ/ሲ።

Icon_Trinken.png

ቡዙሕ ማይ ወይ ሻሒ በብንኢሽተይ ስተ/ዪ፣ ቡዙሕ ኣይትጸዓር።

ረስኒ ምልክት ቡዙሕ ሕማማት እዩ። ኣብ ልዕሊ ኩሉ ምልክት ናይዞም ዝስዕቡ ክኾውን ይኽእል ኢዩ፦

ዓባይ ሰዓል

ፍሮማይ

ንፍዮ

Nachtschweiss.png

ኣብ ናይ ሃሩር ሓጋይ ለይቲ፣ ኑቡር ኢዩ ቡዙሕ ምርሃጽ። ብተመሳሳሊ እቲ መደቀሲ ሃሩር ሙዉቅ እንተኾይኑ። ግና ብለይቲ ቡዙሕ ትርህጽ/ጺ እንድሕር ኮይንካ/ኪ ኣብ ሙጡን ኩነታት ኣየር፣ እዚ ምልክት ናይ ተላባዒ ሕማም ክኾውን ይኽእል እዩ።

Icon_Medic_Help.png

ኣብ ርእሲ ናይ ለይቲ ረሃጽ፣ ረስኒን፣ ምልክት ዕብራንን እንተ ኣለካ/ኪ፣ ናብ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ተወከስ/ሲ።

ናይ ለይቲ ረሃጽ ምልክት ቡዙሕ ሕማማት ክኾውን ይኽእል እዩ። ኣብ ልዕሊ ኩሉ ምልክት ናይዞም ዝስዕቡ ክኾውን ይኽእል ኢዩ፦

ዓባይ ሰዓል

Hautauschlag.png

ምስ ዕንፍሩር፡ ሰሓ፡ ቀይሕ ምልክት ኣብ ቆርቦት፣ ኣቲ ቆርቦት ብጣዕሚ ይደርቅ; ይቀራረፍ፡ የሳሕይ ድማ። እዚ ምልክት ናይ ተላባዒ ሕማም ክኾውን ይኽእል ኢዩ።

Icon_Medic_Help.png

ናይ ቆርቦት ሰሓ ወይ ነድሪ እንድሕር እሎ፣ ናብ ወሃብቲ ኣገልግሎት ሕክምና ኪድ።

ናይ ቆርቦት ሰሓ ወ ነድሪ ምልክት ናይ ዝተፈላለዩ ሕማማት ኢዮም። ኣብ ልዕሊ ኩሉ ምልክት ናይዞም ዝስዕቡ ክኾውን ይኽእል ኢዩ፦

ዓበቅ

ፍሮማይ

ንፍዮ

Offene_Hautwunden.png

ቀዳድ፡ ልሕጻጽ፡ መንከስቲ ንቆርቦት ይጎድኡ ኢዮም፣ ክፉት ቁስሊ የኸትል። ፍሉይ ምክንኻን የድሊ ንቀልጢፉ ዘይሓዊ ቁስሊ።

Icon_Medic_Help.png

ክፉት ናይ ቆርበት ቁስሊ እንተሃልዩ ናብ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ተወከስ።

ክፉት ቁስሊ ናይ ቆርቦት ሳዕቤን መጉዳእቲ ኣዩ። ጽቡቅ ዘይሓዊ እንተመሲሉ ምልክት ናይዚ ዝስዕብ ክኾውን ይኽእል፦

ዲፍተርያ (ተመሓላላፊ ሕማም ጎሮሮ)

Durchfall.png

ኣብ መዓልቲ ልዕሊ ሰለስተ ግዜ ሽንት ቤት እንድሕር ትጥቀም ኣለካ/ኪ ከም ሳዕቤን ምንቅስቃስ ናይ መዓናጡ፡ ወይ እቲ ቀልቀል ፈሳሲ እንድሕር ኮይኑ እዚ ውጽእት እዩ። እዚ ምልክት ተላባዒ ሕማም ክኾውን ይኽእል እዩ።

Icon_Medic_Help.png

ውጽኣት እንድሕር ኣለካ/ኪ ናብ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ተወከስ።

Icon_Trinken.png

ቡዙሕ ማይ ወይ ሻሂ በብንእሽተይ ስተይ።

Icon_Haende_waschen.png

የእዳውካ/ኪ ቀጻሊ ብ ሳሙና ተሓጸብ ንካልኦት ከይተሕምም።

ውጽኣት ምልክት ዝተፈላለየ ሕማማት ኢዩ። ኣብ ልዕሊ ኩሉ ምልክት ናይዞም ዝስዕቡ ክኾውን ይኽእል ኢዩ፦

ከስዐ መዓንጣዊ ምቁጣዕ

Erbrechen.png

ተምላስ ምልክት ዝተፈላለየ ሕማማት ክኾውን ይኽእል እዩ። ከምኡውን ተምላስ ምልክት ተላባዒ ሕማም ክኾውን ይኽእል ኢዩ።

Icon_Medic_Help.png

ተምላስ እንድሕር ኣለካ/ኪ ናብ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ተወከስ።

Icon_Trinken.png

ቡዙሕ ማይ ወይ ሻሂ በብንእሽተይ ስተይ።

Icon_Haende_waschen.png

የእዳውካ/ኪ ቀጻሊ ብ ሳሙና ተሓጸብ ንካልኦት ከይተሕምም።

ተምላስ ምልክት ዝተፈላለየ ሕማም እዩ። ኣብ ልዕሊ ኩሉ ምልክት ናይዞም ዝስዕቡ ክኾውን ይኽእል ኢዩ፦

ከስዐ መዓንጣዊ ምቁጣዕ

Schlechter_Schlaf.png

ንዉሱን ለይቲ ጹቡቅ እንድሕር ዘይትድቅስ ወይ ድማ መሰረት ዘይብሉ ምጭናቅ፣ ምልክት ናይ ስነ ኣእምሮ ስቅያት ክኾውን ይኽእል። ልክዕ ከም ቃንዛ ብዘይ ዝኾነ ምኽንያት።

Icon_Medic_Help.png

ሕማቅ እንተደቂስካ/ኪ ወይ ድማ ሃንደበት ቃንዛ እንተ ኣሎ ንወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ተወከስ።

ጸገም ምድቃስ፣ ዘይተገልጸ ፍርሒ፥ ወይ ሃንደበት ቃንዛ ምልክት ዝተፈላለየ ሕማም እዩ። ኣብ ልዕሊ ኩሉ ምልክት ናይዞም ዝስዕቡ ክኾውን ይኽእል ኢዩ፦

ኣእምሮኣዊ ወይ ስነ ኣእምሮኣዊ ስቅያት

Weitere_Beschwerden_w.png

ኣብዚ ገጽ ብዛዕባ እቲ ቀንዲ ተላባዒ ሕማማት ሓበሬታ ኣሎ።

ናይ ግድን ተወሳኺ ምልክታት ኣሎ። እንድሕር ተጸሊኡካ/ኪ ወይ ሕቶ እንተ ኣሎ ናብ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ተወከስ።

BAG-Logo-de EDI_BAG_e_RGB_pos_hoch.png
Datenschutzerklärung